XDLXDL
አብ ዓለም እቲ ዳሕምመኒ ኣዶ ሓዝና ትበክላ ይኡ። እህህ ፈጣሪ ብኪነ ጥበቡ መንፈሳዊ ፅንዓት ይልኣኸልኽን ኣደዋይ 💔💔😭😭 ኣቱም ጨካና መራሕቲ :-ንብዓት ኣዴታትና ጎርፍ ኾይኑ ይውሰድኹም😭😭 ኣዕጽምቲ ኣሕዋትና ዒሾኽ ኾይኑ ይውጋእኹም😭😭 · XDL